ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)21 ኣባል ሃገራት ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ዝሳተፋሉ ሻድሻይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ፡፡ እቲ ምርኢት ንግዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር…
ቢዝነስ ልዕሊ 4 ሺሕ ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 4 ሺሕን 254 ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ሃገራዊ ባንኪ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ መዓድን ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 850 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ንምግባር ተሊሙ ከምዝነበረ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተበፃሕነት ሓይሊ ንምዕባይ ስራሕቲ ምስፍሕፋይ ይውገን ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን መቐለ እናዓበየ ዝመፅአ ጠለብ ሓይሊ ንምትእንጋድ ዘኽእል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ እናወገነ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዝሓፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 175 ነጥቢ 92 ኪሎ…
ስፓርት ፒኤስጂ ወይስ ኣርሰናል? ኣብ ሙኒክ ንዝካየድ ፍፃመ …. Gebremariam Weldegerima May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ መልሲ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂ ኣብ ሜዳኣ ፓርክ ደ ፕሪንስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ንኣርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ናይ ሎሚ መዓልቲ ተናሓናሕቲ ፍርቂ ፍፃመ ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ተዓዊተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ዘይሓዘ ኣሸከርካሪ ምሽክርካር ኣይኽኣልን – ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተትሓዘ ዓመት ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር ኣብዚ ዓመት ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ኣሽከርከርቲ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ብቕዓት ምዘና ምውሃብ ዘድለየ 83 ሚኢታዊ ኣብታ ሃገር እናበፅሐ ዝርከብ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንሓዱሽ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ናይ እንቋዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ብምኻን ንዝተመረፁ ፍሬድሪክ ሜርዝ ናይ እንቋዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ናይ ኢትዮጵያን ጀርመንን ናይ 120 ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርቱካን ተመስገን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 16 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብርቱካን ተመስገን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 16 ውልቀ ሰባት ኣብ ኢ.ቢ.ኤስ ቴሌቪዥን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብምውዛዕ ገበን ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ሰለስተ ክስቲታት ተመስሪቱ። እቶም ተኸሰስቲ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ኖርዌይ ዘቲዮም Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ኖርዌይ ኣስመንድ ግሮቨር ኣክረስት ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ናይ ክልቲአን ሃገራት ከልቲኣዊ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ከምኡውን ኣብ ቀጣናዊን ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ምርኢት ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሜሳ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ምርኢት ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣኒስቲዮ ሓበራዎ ንግዲ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ(ኮሜሳ) ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ክሳብ 1 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝፀንሕ እቲ ምርኢት ንግዲ ካብ 21 ኣባል ሃገራት ኮሜሳ ዝተውፃእፅኣ ልዕሊ 300…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ብቕዓት ፖሊስ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ – ኮሚሽነር ጀኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ብቕዓቱ ብምዕባይ ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምዕዋት እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ስነ ስርዓት ምረቓ መበል 25 ዙር መሰረታዊ ሰልጠንቲ ኣባላት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…