Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ብሄራዊ ረብሓ ዝትግብር ዜጋ ምፍጣር ንህልውና ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ዝርዳእን ዝትግብርን ዜጋ ምፍጣር ንምኽባር ህልውና ሃገርን ግዝኣታዊ ሓድነትን ወሳኒ ከምዝኾነ ምሁራን ኣገንዚቦም፡፡ ሉኣላዊነት፣ ግዝኣታዊ ሓድነት፣ ዝተረጋግአ ፖለቲካን ድሕንነታ ዝተሓለወ ሃገርን ምህናፅ÷ ካብ ምኽባር ብሔራዊ ረብሓ…

ንተጓዓዝቲ ሓጅን ዑምራን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንመሃብ ተዳሊየ ኢየ – መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንተጓዓዝቲ ሓጅን ዑምራን እዚ ዓመት ቅልጡፍን ምቹውን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ንመሃብ ዘኽእሎ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ንመበል 1 ሺሕን 446 ግዘ ዝግበር ጉዕዞ ሓጅን ዑምራን ኣመልኪቱ ላዕከዋይ ቤት ምኽሪ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይት 11 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ሸነን ዱጎ ብዘጋጠመ ሓዳደጋ ትራፊክ ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ ካብ መወትቲ ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ 25 ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ፋሪድ ይሳቅ…

ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት እጃሞም ንኸጠናኽሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት ዘለወን ግደ ኣጠናኺረን ንኽቕፅላ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም፡፡ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ…

ዞባዊ ድሕንት ንምሕላው ትካላት ፀፅታ ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዞባዊ ድሕንነት ንምሕላው ዞባዊ ትካላት ፀፅታ ምጥንኻርን ብሓባር ምስራሕን ኣድላዪ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ዞባዊ ኣኼባ ኮሚቴ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዝገብሩዎ ዑደት ብስዑድ ዓረብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክልተኣዊ ዘተ ንምግባር ኣብ ካልኣይ ዘበነ ስልጣኖም ፈላማይ ዑደት ማእኸላይ ምብራቕ ብስዑድ ዓረብ ጀሚሮም። ሎሚ መዓልቲ ሪያድ ዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ትራምፕ÷ ምስ መራሒ ልኡል መሓመድ…

ኢትዮጵያ መድን ንፋሲል ከነማ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንፋሲል ከነማ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ኢትዮጵያ መድን ናብ ዓወት እንትትምለስ ፋሲል ከነማ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ተኸታትልቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣርባዕተ ስምምዕነታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 29 ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ኣዋጃት ስምምዕነት ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ፈለማ ዘፅደቖ ንልምዓት ካባቢን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን መንግስተቲ ጣሊያንን…

3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚን ፅባሕን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ብቐንዱ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ማሕበረሰብ እምነት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ፣ ኣጀንዳ 2063 ሕብረት ኣፍሪካ ንምዕዋትን ከይዲ ጉጅለ…

ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ለውጢ ፖሊሲ ምግባሩ ሓዊሱ ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት ምቹዋት መሰረተ-ልምዓታትን፣ ምስ ቪዛ ተተሓሂዙ…