ሕብረት ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ብዙሓት ተግባራት እናወገነ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን እታ ኣህጉር ንምርግጋፅ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪታት እናወገነ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ፡፡
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሃሙድ ኣሊ ዩሱፍ ኣብ ዝሓፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እቲ ሕብረት ዝሰርሖም ስራሕቲ ከምኡ እውን ኣንፈታት…