ብልሓት ዝተመልኦ ኣካይዳ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወጥሪ ከምዝሃድአ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲን ህዝቢ ትግራይን ኣብቲ ክልል ተፈጢሩ ንዝነበረ ወጥሪ ዝሃቡዎ ብልሓት ዝተመልኦ ምላሽ ኣንፀላሊዩ ዝነበረ ከይዲ ጎንፂ ክተርፍ ከምዝገበሮ ተገሊፁ፡፡
መንግስቲ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሰላማዊ ስግግር ስልጣን ንኽግበር ዘርአዮ ፃዕሪ…