Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ እዋን ፅድያ ዝሐሸ ፍርያት ንምርካብ ውፅኢታዊ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልላት ትግራይን ማእኸላይ ኢትዮጵያን ኣብ እዋን ፅድያ ዝሐሸ ፍርያት ንምርካብ ዘኽእል ውፅኢታዊ ስራሕ እናተሰርሓ ምኻነን ኣፍሊጠን፡፡ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣበራ ከደነው፤ ኣብ እዋን ፅድያ…

መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣዳማ ጉዕዞ እግሪ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ በቢዓመቱ 30 ሚያዝያ ዝኽበር እንትኾን÷ ሎሚ እውን ብብርኪ ዓለም ንመበል 78 ግዜ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ሩሲያ መዓልቲ ዓወት ንምስታፍ ናብ ሞስኮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ፅባሕ ኣብ ሩሲያ ዝኽበር መበል 80 መዓልቲ ዓወት ሩስያ ንምስታፍ ሎሚ ንግሆ ናብ ሞስኮ ኣትዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ሞስኮ እንትበፅሑ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣናቶሊ ባሽኪን ኣቐባብላ…

ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ዱኽዒ ሓዋዊስካ ምጥቃም መፍረያይነት ከምዘደንፍዕ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል እዋን ክረምቲ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ምስ ሰብ ስራሕ ዱኽዒ ሓዋዊስካ ብምጥቃም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣገንዚቡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሃፍቲ ሓመድ ሊሬ ኣብዬ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ካብ 6 ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ቢሮ ጥዕና ንፋና ሚዲያ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ እግሪ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንኣትሌቲክ ቢልባኦ ክተተኣናግድ ኢያ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ስፔን ኣምሪሓ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ምስዓራ…

ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ወላይታ ድቻ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሙሉቀን ኣዲሱን ካርሎስ ዳምጠውን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊ ሸቶ ኣርባምንጭ ከተማ ድማ ኣህመድ…

ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ንማሕበረሰብ ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል ምዃኑ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ሓደ ገዛ ሙሉእ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂታት ብምጥቓም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት መንግስቲ ዝህብ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ…

ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዘተኣኻኸቦም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተ እታወት ዝኾኑ ዘተኣኻኸቦም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኪቡ፡፡ ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) እቶም ኣጀንዳታት ካብ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኣስካለ ለማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ይግባእ – ለገሠ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ረብሓታትን ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ከምዝግባእ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ግልጋሎት” ማእኸላይ ዘበን” ብዝብል ርእሲ…