ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም፡፡
በዓል ስቕለት ሎሚ መዓልቲ ካብ ወጋሕታ ጀሩ ኣብ ድሬዳዋ ብዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ብዝማሬ፣ ብፀሎትን ብንስሃ ተዘኪሩ…