ስፓርት ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 45 ውድድር ጉያ ማራቶን ለንደን ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ትግስት ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 50 ሰከንድን ወዲኡላ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ኬንያዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፀሓፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር፤ ኢትዮጵያ እናገበረቶ ኣብ ትርከብ ሃገር በቆል ሪፎርም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 እንትበፅሕ 800 ሰባት ከምዝተጎድኡ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ንጉሆ ኣብ ደቡባዊ ባንዳር ጥቓ ከተማ ኣባስ ኣብ ዝርከብ ወደብ ንግዲ ሻሂድ ራጃኢ ዘጋጠመ ኢዩ። በቲ ሓደጋ ኣብ…
ስፓርት ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ክራኸባ ኢየን Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ እንግሊዝ ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ምሸት ሰዓት 12፡30 ክራኸባ ኢየን። ማንቼስተር ሲቲ ንቦርንመዝ ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፈት እንትትከውን፤ ኖቲንግሀም ፎረስት ድማ ንብራይተን ብምስዓር…
ስፓርት ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡ ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡…
ስፓርት mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጀርመን ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣዲዳስ ኣዲዜሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር 5 ኪሎ ሜትር ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳማይቲ ብምዃን እንትትዕወት ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ዮሚፍ ቀጀልቻ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓወትቲ…
ስፓርት ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር መሰናክል ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር ጉያ መሰናክል ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ፡፡ ኣብ ውድድር ቻይና ዢያሚንግ አትሌት ሳሙኤል ብ 8:05.61 ብምእታው ናይቲ ቦታ ክብረወሰንን ናይዚ ዓመት ርሕቐት ቅልጣፈን ብምምዝጋብ ብልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ መለለዪ መንነት ንግልጋሎት ፓስፖርት ቅድመ ኩነታት ክኸውን እዩ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢሚግሬሽንን ግልጋሎትን ዜግነትን ፓስፖርት ፋይዳ መለለዪ መንነት ቅድመ ኩነታት ብምቕማጥ ምስ ፕሮግራም ብሄራዊ መንነት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ፡፡ ኢሚግሬሽንን ግልጋሎትን ዜግነትን ዝጀመሮም ስራሕቲ ሪፎርም ብምጥንኻር ካብ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም – ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንዝተገፍዑ ድምፂ፣ መዓልቲ ንዝጎደሎም ኣቦ ብምዃን ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም እዮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ አፅቀ ሥላሴ ገሊፆም፡፡ ቤተክርስቲያን ካቶሊካዊት ኢትዮጵያ ርእሰ ሊቃነ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ ስርዓት ቀብሪ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ተፈፂሙ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ሎሚ ኣብ ሮም ዝርከብ ቤተ-ክርስትያን ሳንታ ማሪያ ማጆሬ ተፈፂሙ፡፡ ኣብ አደባባይ ቫቲካን ቅዱስ ጴጥሮስ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ምስናይ ፕሬዚዳንት ዶናልድ…