ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ክመፅእ ከምዝኸኣለ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ ሸውተ ዓመታት ብፍላይ ኣብ ምሕደራ ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ካቢኔ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ዝቅፅሉ ስለስተ ኣዋርሕ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ኢ ። ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ዓውዲ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ብምክትል ፕሬዚዳንት ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ብሔራዊ ማሽነሪ ቻይና ሊ ሻይዩ ዝተመርሐ ልኡኽ ቢዝነስ ዘትዮም፡፡ ኣብቲ እዋን÷ እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ሜካናይዜሽን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ባሕሪ ዝተጀመሩ ዕዉታት ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክፍሉ ብዝደልዮ መጠን ንምጥንኻርን ንሰራዊት ተወሳኺ ዓቕሚ ንምዃንን እናወገኖም ዝርከቡ ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚን ህንፀት…
ቴክኖሎጂ 114 ተወሳኺ ከተማታት ተጠቀምቲ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣድቫንስድ ኔትወርክ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ባሌ፣ ዞባ ኣርሲ፣ ምብራቕ ባሌ፣ ዞባ ምዕራብ ኣርሲን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ዝርከባ ተወሰኽተ 114 ከተማታት ተጠቀምቲ ቅልጣፈ ዘለዎ ኣገልግሎት 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣድቫንስድ ሞባይል ኔትወርክ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል እናወገኖ…
ጥዕና ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞ ጥንሲ ደም ምልጋስ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ክፍሊ ሕክምና አዴታትን ጥንሲን ዋሕዲ ደም ዘጋጠሞ ናይ ኣርባዕተ ወርሒ ጥንሲ ደም ክወሃቦ ብምግባር ህይወት እቲ ጥንስ ምትራፍ ከምዝተኽኣለ ኣብቲ ሆስፒታል ሰብ ስፔሻሊስት ሕክምና ኣዶታትን ጥንሲን ዶ/ር ሰዒድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ሪፐብሊክ ታንዛኒያ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉሁ ሐሰን (ዶ/ር) ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ንግሆ ካብቶም ፕሬዚዳንት ዝተለኣኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 3 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 3 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ደገፍ ኣወሃህባ ግልጋሎት ስርዓት ሕጊ ንምጥንኻርን ተበፃሕነቱ ንምስፋሕን ዝውዕል እዩ ተባሂሉ፡፡ በቲ ዝተገበረ ደገፍ ትካላት ሰቪል ማሕበራትን ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ፓርላማ ኢትዮ- ፓኪስታን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢስላም አባድ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣባላት ጉጅለ ኣብቲ እዋን ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ብዝጠልቦ መጠን ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶር) ኣገንዚቦም፡፡ “ዕላማ ተኮር ኮሙዪኒኬሽን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት እናተውሃበ ዝርከብ…