Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓሊ የሱፍ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ ሎሚ ንጉሆ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ…

ተፋሰሳት ንምሕላው ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፋሰሶች ንክሌማዊ ለውጢ ተቓላዕቲ ብምዃኖም ንምሕላውን ንምክንኻንን ዝተዋደደ ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣገንዚቡ፡፡ ኣብ ሓሙሽተ ተፋሰሳት ዝትግበር “ብራይት” ዝተብሃለ ፕሮጀክት ምሕደራ ዝተዋደደ ተፋሰስ መርሃ ግብሪ ምጅማር…

ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት እንትካየድ ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዓለም ብሃንቀውታ ኣብ ዝፅበዮን ጋንታታት ደሚቐን ክረኣያ ኣብ ዝደልያሉን ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ዝካየድ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሻርጃ ሓዱሽ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ ሻርጃ ካብ 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ግልጋሎት በረራ መንገደኛታት ንምጅማር ምድላዋት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሰሙን ኣባዕተ ግዘ ዘካይዶ እቲ ግልጋሎት በረራ÷ መገደኛታት ናብ…

ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብ ኣካሊፎርኒያ ውድድር 5 ኪሎ ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ተዓዊታ። ኣትሌት ለምለም ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፍርያት ፎረም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ካልኦት ኣመራርሓን ዝተሳተፉሉ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፎረም ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እቲ ፎረም ብኣተሓባበሪነት ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ…

ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ ፋሲል ከነማ ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ጌታነህ ከበደ እንተመዝግበን፤ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ድማ ኣብርሃም ጌታቸው…

ኣብ ጎቦታት ሰሜን ቁፅሪ ዋልያታት ንምዕባይ ዝዓለመ ትልሚ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዝርከቡ ዋልያታት (ኣይቤክስ) ቁፅሮም ናብ 600 ንምዕባይ ዘኽእል ስትራቴጅክ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ስትራቴጂክ ትልሚ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፤ ዋና ዳይሬክተር በዓል…

እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ኣሚን ኦሃና ተዛትዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ኡዝቤኪስታን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 መድረኽ ሕብረት ኢንተር ፓርላሜንታሪ ጎና ጎኒ እዩ ተኻይዱ፡፡ ኣቲ ዘተ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሜጀር ጄኔራል ዳሂሩ ሳኑሲ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሩ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ኣስቴር ዳዊት፥ ድሕንነት ሳይበር ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እቲ…