ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን ንዓውዲ ሕርሻ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ከምዝገብር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንዝውገኑ ስራሕቲ ሕርሻ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ፅቡቕ መሰረት ዘንብሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ዳይሬክተር…