ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዝኾነ ይኹን ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ከምዘይገበረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝኾነ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ መመሓየሺ ታሪፍ ተግባራ ክገብር ኢዩ ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ብምዃኑ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ዝግበር ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ከመዘየለ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዳማ ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዘኽአለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ከተማ ኣዳማ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስርዓት ኣሰራርሓ መንግስቲ ካብ ምዝማን ሓሊፉ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዘኽአለ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ግሪኽ ኣቴንስ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዝተመርሐ በረራ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ግሪኽ ኣቴንስ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዝተመርሐ በረራ ገይሩ፡፡ በዚ ፍሉይ በረራ ናብ ኣቴንስ ዝተጓዓዛ ምክትል ፕሬዚደንት ማርኬቲንግ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ራሄል ኣሰፋ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን እቲ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ስልጣነይ ሓድነት ህዝቢ ንኸጠናኸር ክሰርሕ ኢየ – ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ መበል 72 ኣባ ገዳ ቦረና ብምዃን ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ ስልጣኖም ሎሚ መዓልቲ ተረኪቦም፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕቤትን ብልፅግናን ሃገርና ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይዓገብና ቀትሪን ለይቲን ክንሰርሕ ኣለና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕቤትን ብልፅግናን ሃገርና ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይዓገብና ቀትሪን ለይቲን ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ትማሊ ዝተመረቐ ንሲቪልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መተሓባበሪ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዲሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና መለሰ ኣለሙን ፕሬዚዳንት ክንፊ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣክሊሉ ታደሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ተሰይሞም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ ስልጣኖም ንተኸታሊኦም ብሰላም ኣረኪቦም። ተኸታሊኦም ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታት ስልጣኖም ብሰላም ተረኪቦም። ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ መበል 71 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝሓለፉ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 1፡30 ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ንርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ 33 ነጥቢ ብምእካብ መበል 15 ደረጃ ትርከብ እንትትከውን፤ ኣርሰናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ኮሚኒኬሽን ኣብ ህንፀት ብሄራዊ ያታ ዝለዓለ ግደ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ኮሚኒኬሽን ዝተሰሓሓተ መረዳእታ ኣብ ምእራም፣ ኣፍረስቲ ኣጀንዳታት ብምምካት ኣብ ህንፀት ብሄራዊ ያታ ዝለዓለ ግደ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፍርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊትና ካብ ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊትና ካብ ፓለቲካ፣ ዘርእን ሃይማኖትን ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዥር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ብመርሃ ግብሪ ዲግሪ ዘሰልጠኖም መበል…