Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ቀንዲ ቀንዲ ኣጀንዳታት መንግስቲ ኣብ ምስራፅ ዕዉታት ስራሕቲ ከምተሰርሑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት ዓውዲ ሚዲያን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማኑፋክቸሪንግን ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢን ላዕለዋይ ሓላዊ ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያን ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ…

ብሰብ ስራሕ ብልሒ(ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ) ዝተሓገዘ መጥባሕቲ ሕክምና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ንፈለማ እዋን ብሰብ ሰራሕ ብልሒ (ኤ ኣይ) መጥባሕቲ ሕክምና ጎሮሮ ምክያዳ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ መጥባሕቲ ሕክምና ዝተኻየደ ኣብ ቻይና ግዝኣት ዥንያንግ እንትኸዉን፥ ኣብ ሓደ ዉልቀ ሰብ ተሓካሚ ጎሮሮ እዩ ተባሂሉ፡፡ እቲ መጥባሕቲ ሕክምና…

ንኣፍሪካ ግቡእ ቦታ ዘይሃበ ዓለም ውፅኢት ኣየምፅእን – ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ኣሰላልፋ ሓይሊ ዓለም ግቡእ ቦታ ንኽህልዋ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቻይና ኣረጋጊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ግቡእ ውክልና…

ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ጋህዲ ምግባር ወሳኒ እዩ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ቴሌኮሙኒኬሽ ኣብ ቀጣና ኣፍሪካ ኢማኑኤል ምናሴ (ዶ/ር) ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ትግበራ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሓጋዚ…

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ኣርሲ መንእሰይ ሰላም ንምሕላው ዝውግኖ ስራሕ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ትማሊ ምሸት ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲ ቀበሌ ጎራ ሲሊንጎን ከተማ ኣንጋዳ ምስ ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲን ኣቦታት ሃይማትን ስነ ስርዓት ዒፍጣር ኣካይዶም። ጎድና ጎድኒ እቲ ስነ ስርዓት ኢፍጣር…

ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። እቲ ኣኼባ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) መተሓባበሪ ሰባኣዊ ሓገዝ ሕቡራት መንግስታት  ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭን ከምዝመርሑዎ…

ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸሎም መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላን ናይዚ ዓመት ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ዣዎ ሎሬንሶ ዝተለኣኸሎም መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ኣንጎላን ንዓሰርተ ዓመታት ዝፀንሐ…

ትካላት ክታበት ተበፃሒ ንምግባር ድጋፎም ከምዘጠናኽሩ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ተበፃሒነት ክታበትን ስርዓተ ምግቢ ህፃናት ንምምሕያሽን ዝግበሩ ሓገዛት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ዝተፈላለዩ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትርዲኤታ  ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሴፍ፣ ትካል ክታበት ቲቪን…

ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ – ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት!

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ - ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ እቲ ትካል ኮሎኔል ስለሽ ነገራ ገሊፆም። ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ ካብ ወፃኢ ተሞክሮታት…