ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ በርሊን ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን ኣብ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም 'ኣይቲቢ' በርሊን እናተሳተፈት ትርከብ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ምድረ ቀደምት ኣብ ዝተሰመየ መፀውዒ መባፅሕቲ ቱሪስት ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ኣብ ምፍላጥ ይርከቡ፡፡ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ተፀዋዒ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ፍራንዝ ሴልስቲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ፍልሰትን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 658 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ናብ ዉሽጢ ሃገር ምእታዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንእታዎት ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸዉን ልዕሊ 700 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምብፅሑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንምህርቲ እቲ ዘመን ዝኸዉን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ድኩዒ ተገዚኡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ከብ መረበቶም ተመዛቢሎም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ተራእዩ ዘይፈልጥን ንምቑፅፃር ኣፀጋሚ ምኳኑን ተገሊፁ፡፡ እቲ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ 2 ሺሕ ዝኮኑ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምድርን ኣየርን ፃዕሪ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ንምቁፅፃር ግን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ ከተማ ማንቸስተር ብምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ እንግሊዛዊት ከተማ ማንቸስተር ኣብ ምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሰሙን ሓሙሽተ ግዘ ዘካይዶ ዝነበረ በረራ ካብ 3 ሓምለ 2025 ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ዝግበኦ ኣገልግሎት ንኽረክብ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝርከብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ብናይ ባዕለን ኣዋጅ ዝመሓደራን ብዘይሻራዊነት ዝሰርሓሉን ዕድል ከምዝተፈጠረ ዋና ሓላዊት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኢትዮጵያ ስመኝ ውቤ ገሊፀን። እቲ ትካል ሕገ መንግስታዊን ተፀዋዕነቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዊድንን ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይተ በላይሁን ይርጋን ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ኣብ ፍልሰትን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣይተ በላይሁን ይርጋ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ሓዊሱ ስሩዕ ዘይኮነ ፍልሰት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን ጥንታዊ ሓድጊታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ጥንታዊ ሓድጊታት ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ኣብ 4ይ ክፍለ ዘበን ዝተሃነፂ ጥንታዊ ኪነ ህንፃታት፣ ሓድጊታትን ካልኦት ታሪኻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን ግልጋሎት ዜግነት ኢሚግሬሽንን ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ፣ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዜግነትን ኢሚግሬሽንን ሰላማዊት ዳዊትን ዋና ፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፣ ዳይሬክተ ፕሮግራም ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ…