Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነፀላ ያታታት ብምምካት ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣመራርሓን ሞያተኛታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ዓውዲ ርክብ ሀዝብን ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ኣሰናዲኡ። ሓላፊ…

ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ክትዕወት ክኢላ፡፡ ሎሚ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ብሕታዊት ሸቶ ዘላለም ኣበበ ኣብ መበል 82 ደቒቕ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ዘላቒ ሰላም ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዘላቒ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰላም ኣተሓሳሲቡ፡፡ “ግደ ሚዲያ ኣብ ህንፀት ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላምን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ምስ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጠናዊ ዝምድና ዝፈጥር ፃዉዓት ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ ዘዛምድ ረብሓ ዘለዎ ፃዉዒት ከምዝኾነ ኣሜሪካዊ ተመራማሪ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ተመራማሪ፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፍትሓዊ ምዃኑ ንፋና ሚዲያ…

መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ኣብ  ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት፥ ብዙሓት ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተወከልቲ መንግስቲን ኣባላት ሪፐብሪክ ኩባን ተረኺቦም። ብሰማኸኝ ንጋቱ

ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዝተረኣየ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸውን እዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዘርአይኦ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸዉን እዩ ክብሉ ሙሁራን  ዓለም ለኸ ርክብ ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ስዒቡ ቅድሚ ስምምዕነት ኣንካራ ምስ መንግስቲ ሶማሊያ…

ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀፂሎም ዝካየዱ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ሊቨርፑል ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ብኣሰልጣኒ ኣርነ ስሎት እናተመርሐት ብቐጥታ ናብ 16 ዝተፀምበረት እንግሊዛዊት ጋንታ…

ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኣብ ውሳነታት ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግናን ግደ ደቂ ኣንስትዮን ዝዝቲ ሃገር ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይን ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ብዛዕባ ዘለዉ ኩነታት ሰላምን ፀፅታ ገለፃ ገይሮምሎም።…

ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ኢዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህር ዳር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ…