ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ኢኮኖሚ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኡመር ሁሴን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዮርዳኖስ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ምስ ዝኾኑ ኣምባሳደር ሞሃመድ ኣቡ ዊንዲ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ዑደት÷ መንግስቲ ዜጋታት እታ ሃገር ናብ ብራኸ ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ እናካደ ምዃኑ ኣልዒሎም፡፡ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ምዕባለ ኢትዮጵያዊያን ንምዕዋት ወሳኒ ምኳኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ንምፍላጥ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ሲዳማ ተካይዱ:: ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ማንደፍሮ ንጉሴ (ዶ/ር) ምምሕያሽ ፖሊሲ ኣድላይነት ብዝምልከት መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮ-ደቡብ ሱዳንን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈላማይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እናካየደ ይርከብ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ያስሚን ውሃብረቢ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልኦ፤ ዕላማ እቲ ኣኼባ እተን ሃገራት ዝከተመኦ ፕሮቶኮል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ከምኡ እውን ሰብ ሞያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ብሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂን ኣብርሃ ኣዱኛ (ዶ/ር) ኣብ ዝተመርሐ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ኮሚሽነራትን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ግደ ዓውዲ ጥዕና ዕዙዝ ኢዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ግደ ዓውዲ ጥዕና ዕዙዝ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእሐላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ክልል ከተማ ሆሳእና ዓመታዊ ፌስቲቫል ኤክስቴንሽን ጥዕና ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ብሄራዊ ግንባር ናፅነት ኦጋዴን (ONLF) ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ብሽም ብሄራዊ ናፅነት ግንባር ኦጋዴን (ኦብነግ) "መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ጥሒሱ" ብዝብል ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ዝሃቦ መግለፂ÷ ካብ ኦብነግ ኣፍልጦ ወፃኢ ምኳኑ እናገለፅና፤ እቲ መግለፂ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2018 ኦብነግ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ዝኣተዎ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ከምኡ እውን ተወከልቲ ሲቪክ ማሕበራት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ እቲ ማእኸል ንኢትዮጵያ ብዝምጥን ደረጃ ምስርሑ ኣዚዩ ከምዘሕጎሶም እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብረ በዓል ሽመት ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 12 ዓመት ክብረ በዓል ሽመት ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቤተክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ካቴድራል እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብፁኣን ጳጳሳት ፣ ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምፍታሕ ኣብ ዝተወገነ ስራሕ ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ስጉምቲ ዝተወሰደ ካብ ዓማዊል ብዝቐረቡ ብልሹዋት…