ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዉዲ ጥዕና ዝተኻየዱ ስራሕቲታት ዘርእይ ዓዉደ ምርኢት ፎቶ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ዓዉዲ ጥዕና ዝተኻየዱ ስራሕቲታት ዘርእይ ዓዉደ ምርኢት ፎቶ ሎሚ ዕለት ተኸፊቱ፡፡
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ነቲ ዓዉደ…