ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትከውን እናሰርሐ ዝርከብ ኮሚቴ ኣንፈት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ስራሕቲ ቅድመ ድርድር እናወገነ ንዝርከብ ኮሚቴ ቴክኒት ኣንፈት ተዋሂቡ፡፤
ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ሓምሻይ ናይ መወዳእታ ምድላው ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ብምስታፍ…