ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣደስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸን ቀጣናዊን ጉባኤታት…