ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኔዘርላንድስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኔዘርላንድስ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኔዘርላንድስ ስቲጅን ጃንሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር – ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ “ተሳትፎ ዜጋታ ንዕዉት መካተቲ ሃገራዊ ምኽክርን ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም፡፡ ካብቶም ሚንስትር ብተሳኺ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን ፕሬዚዳንት ዩንቨርሲቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደ ወይን (ዶ/ር)ን ከምኡ…
ስፓርት ፒኤስጂ ከማንቼስተር ሲቲ ኣብ 7ይ ዙር 2ይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ዝቕፅሉ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ኣርቢ ላይፕብዚግ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ቻይና ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ጎድና ጎድኒ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ምቹው ሃዋህው ኢንቨስትመንት ከምዘሎ እቶም ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ግድብ ህዳሰ 1 ሺሕን 950 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሰብ ስራሕ ቃላይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 950 ቶን ፍርያት ዓሳ ከምዝተረኸበ ቢሮ ሕርሻ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር እንስሳትን ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን ኣይተ ሃይሉ ይርጋ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ዘድሀበ ፎረም ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢወርሑ ዝሰናዳእ እንትኸውን÷ ዜጋታት ብመራኸብቲ ሓፋሽ ዴሞክራሲያዊን ናፃ ሓሳብን ንምስጓም ከይዲታት ንኸዓብዩ ዝግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ፅገናን ሓለዋን ሓድጊ ይውገን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ስራሕቲ ፅገናን ሓለዋን ሓድጊ እናተወገነ ምዃኑ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ሕድሳት ናይ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ሜትር ኣርቲስት ኣፈወርቅ ተክሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳማዕነት እታ ኣህጉር ንምዕባይ ፋይናንሳዊ ዓቕሙ ከጠናኽር ኣለዎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ተሳማዕነት እታ ኣህጉር ንምዕባይ ፋይናንሳዊ ዓቕሙ ከጠናኽር ኣለዎ ክብሉ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ገሊፀም፡፡ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብቑዓት ፍልፍል ፋይናንስ ዘይምዃነን ሉኣላዊነት እቲ ሕብረት ንኽጠሓስ ምኽንያት እናኾነ ምምፅኡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ምስ ኩባኒያ ዋንኮ ኢታሊ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ምስ ኩባኒያ ዋንኮ ኢታሊ ጣሊያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ህንፃታት ብሰለጤንን ፅርየትን ንምህናፅ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ህንፀት በዓል ዋና ንክኸውን ዝገብር ስምምዕ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ስልቲ…