Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ኢትዮጵያ ዘድሊ ብሕታዊ መገዲ ሰለማዊ ሽግግር ስልጣን ጥራሕ ኢዩ -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ሰላምን ፀፅታን ጠሚቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ምዕባለ…

ተሓጋዛይነት ናይ ምስስራሕ ጉልበት ዝበልዕ መንሽሮ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሓጋዛይነት ናይ ምስስራሕ ጉልበት ዝበልዕ መንሽሮ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ልምዓት ኮሪደር ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀደማይ…

ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

ኢትዮጵያ ብጋዝ፣ ዘበናዊ ዱኽዒ፣ መዕርፎ ነፈርቲን ልምዓት ኣባይቲን እንሰርሖ ስራሕ ፀወታ ቀያሪ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሜጋ ፕሮጀክትታት…

ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብብዙሕ መዐቀኒ ልዑል ለውጢ ብቕልጡፍ ምምዝጋብ ኣኽኢሉ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን…

ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ልቓሓ ንምኽፋል ምንም ፀገም ኣይብላን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ልቓሓ ንምኽፋል ምንም ፀገም ኣይብላን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ…

2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ – ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) 2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5 ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

ኬቨን ዴብሩይን ንዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ናፖሊ ኬቨን ዴብሩይን ኣብ ጭዋዳኡ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንነዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ጋንትኡ ናፖሊ ንኢንተር ሚላን 3 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ፍፁም ቅላዕ ኣብ…

ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን። እቲ በረራ ዝገብሩ ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ካብቲ ሓደጋ ምድሓኖምን እተን ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ንምርመራ ናብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ መልኣኸንን ተገሊፁ።…