ኢትዮጵያ ብዘለዋ ታሪኽን መሰል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶኣ ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝወሃቦ ግቡእ ንምውፃእ ኣብ ዘኽእል ኩለመዳይ ቁመና ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ፡፡
መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ…