ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምኽባር ሰላም ናይ ምፅናዕ ተግባሩ ኣጠናኺሩ ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምኽባር ሰላም ናይ ምፅናዕ ተግባር ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ዋና ኣዛዚ መበል 11 እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ኣድማሱ ኣለሙ። "ሰላም ንኩሉ፣ ኩሉ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ካብ ድሕሪ ዝሓለፈ ዑደት ዝልካዕ ዕቤት ስራሕ ኣርኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ካብ ዝነበረኒ ዑደት ንደሓር ዝልካዕ ዕቤት ስራሕ ኣርኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ድንጋገታት ሰብኣዊ መሰል ምሽርሻር ብሚሊየን ዝቑፀር ህይወት ኣብ ሓደጋ ኣውዲቑ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ድንጋገታት ሰብኣዊ መሰል ምሽርሻር ብሚሊየን ዝቑፀር ህይወት ኣብ ሓደጋ ኣውዲቑ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ መበል 151 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማ ዓለም (ኣይፒዩ) ኣብ እዋን ፀገም ድንጋገታት ሰብኣዊነት…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ዙር ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ከምኡ እውን ጀርመናዊት ጋንታ ኣይንትራክት ፍራንክፈርት ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል ሎሚ ምሸት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሪያል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኡጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ተሽከርከርቲ 63 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣውራ ጎደና ጉሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ተሽከርከርቲ ህይወት 63 ሰባት ሓሊፉ። ፖሊስ እታ ሃገር ከምዝሓበሮ÷ እቲ ሓደጋ ብተፃራሪ ኣንፈት ይጓዓዛ ዝነበራ ክልተ ኣውቶቡሳት መኪና ደሪበን ንምሕላፍ እንትፍትና ዘጋጠመ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ፓትርያርክ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሎም ጉዳያት ጠሚተን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ግምጃ ኣሜሪካ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ሓዋላ ገንዘብ ዘመሓላልፉ ትካላት ከቢድ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) መንግስቲ ብዘሕጋዊ መገዲ ናይ ሓዋላ ገንዘብ ኣብ ልዕሊ ዘመሓላልፉ ትካላት ከቢድ ስጉምቲ ክወስድ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቲ ባንኪ ኣብ ወፃኢ ሃገር ምስ ዝርከቡ ሓዋላ ዘመሓላለፍ ትካላትን ናይ ንግዲ…
ቢዝነስ ቤኣኤካ ብፈሳሲ ተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ውሽጢ ሃገር ከእቱ ኢዪ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ማሕበር ሓፈሻዊ ስራሕቲ ንግዲ ቤኣኤካ ብፈሳሲ ተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታው ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ፡፡ ቤኣኤካ እቲ ስምምዕነት ምስ መቕረቢ መኪና ኩባንያ ቻይና ሻክማን ዝተፈራረመ እንትኸውን÷ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮ-ሩሲያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝወስድ መርሃ ግብሪ ተግባር ህንፀት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ምሽ ኩባንያ ጊሲ ሮሳት ዝተገበረ ስምምዕነት መርሃ ግብሪ ተግባር ርክብ ኢትዮ-ሩሲያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ክወስዶ ኢዩ ኢሎምሉ። ኣብ ሩሲያ ዑደት…