Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

መልክዓ ምድሪ ባሌ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ዘለዎ ኢዩ – ኣይተ ጁነዲን ሳዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መልክዓ ምድሪ ዞባ ባሌ ካብ መስሕብ ቱሪዝም ሓሊፉ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ዘለዎ ኢዩ ኢሎም ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ጁነዲን ሳዶ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ዑመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሰርሐቶ ስራሕ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሓምለዋይ ኣሰርን ትሩፋት ሌማትን ኣቢላ  ሉኣላዊነት ንምርግጋፅ ዝወገነቶም ተግባራት ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ኢሉ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ)። ሚኒስቴር ሕርሻ ምሽ ፋኦ ብምጽኽብባር "እጅ ንኢድ ንዝሐሸ ስርዓተ…

ኣብ ፈተነ ዝርከብ ቅልጡፍ ናይ ቻይና ኤሌክትሪክ ባቡር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ሲኣር450 ዝብል ስያመ ዝሃበቶ ካብ ዓለም ቅልጡፍ ናይ ኤሌክትሪክ ባቡር ኣብ ፈተነ ኣውዒላ፡፡ በዓል ጥይት ቅልጣፈ ዘለዎ ባቡር ዝተብሃለ ካብ ዓለም ዝቐልጠፈ ባቡር ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ቻይና ሻንጋይ መስመር ባቡር ቼንግዱ ፈተነ ምንቅስቓስ…

ኣርሰናል ምስ ኣትሌቲኮ ማድሪድን ካልኦትን ሎሚ መዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ናይ መጀመርታ ፀወታታት እቲ ዕለት ምሸት ሰዓት 1፡45 ባርሴሎና ንግሪካዊታ ጋንታ ኦሎምፒያኮስ ኣብ ሜዳኣ…

ልዕሊ 107 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 107 ሺሕን 191 ሓደሽጺ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኮይኖም ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ጌቱ ገረመው (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣፈፃፅሙኡ…

ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ወግዑ ሶፍ ዑመር ብዝብል…

ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘለና ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ናይ ቀደማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን…

ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ -ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር )። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ ብምዃን…

ሃገር ዝስራሕ ኣብ ውሽጢ ቅብብል ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ዝስራሕ ኣብ ውሽጢ ቅብብል ትውልዲ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣብ ባሌ ጥራሕ ዘሎ ሃፍቲ ብምውሳድ ንኢትዮጵያ ምርባሕ ይከኣል ኢዩ-ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣብ ባሌ ጥራሕ ዘሎ ሃፍቲ ብምውሳድ ንኢትዮጵያ ምርባሕ ይከኣል ኢዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም። እቲ ዑደት፥…