ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትካላዊ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን እዋኑ ዝሓለወን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝማዕበለ ዲጂታል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ድሕሪ 738 መዓልቲታት ዝተራኸቡ ብሃማስ ዝተዓገቱ ፍቕረኛታት… Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤላውያን ኖኣ ኣርጋቫኚን ኣቪንታን ኦርን ብሃማስ ምስተዓገቱ ድሕሪ 738 መዓልቲታት ምስተለቐቑ ዳግም ተራኺቦም፡፡ እቶም ፍቕረኛታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያ 7 ጥቅምቲ 2023 ሃገር ሰላም ኢሎም ኣብ ምዕራባዊ ኔጌቭ ፌሰቲቫልስ ሙዚቃ ኖቫ…
ስፓርት ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብ ባርሴሎና ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ስምምዕነት ፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ባርሴሎና ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ሓዱሽ ኩንትራት ከምዝፈረመ ዕላዊ ተገይሩ። ኣብ 2019 ካብ ኣያክስ ናብ ጋንታ ካታሎን ባርሴሎና ዝተፀምበረ ፍሬንኪ ዲዮንግ፤ ኣብታ ጋንታ ዘደንቕ…
ስፓርት ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 34 ዓመት ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ካብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘረጋገፆ፤ ወናኒ ክብረ ወሰን ማራቶን ኣምስተርዳም ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ምስራሕ ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ዘበኑ ዝጠልቦ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ጉባኤ ማሪታይም ኣፍሪካ ሚኒስትራት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ብሽም መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓዘኖም ብምግላፅ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ራይላ ኦዲንጋ ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ሕክምናኦም እናተኸታተሉ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡ ውሩይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ዘቲዮም Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኒጄል ክላርክ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ትካል ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም። ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ኣብ ምዕባይ፣ ንፈጠራ ዕድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢታዊነት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕፃል ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትትግብሮ ዘላ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ብዝተማልአ መገዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እቲ ህንፃ በዓል 15 ደብሪ እንትኸውን፥ 592 ህፃናትን 887 ዓበይቲን ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ዘለዎም ክልተ ኣዳራሻት…