ሸበሌ ሪዞርት ዘመናዊ ስነ ህንፃ ምስ ባህላዊ ክብርታት ክልል ሶማል ኣዋሃሂዱ ዝሓዘ ማህደር ታሪክ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዘናግዒ ቦታ ጥራሕ ዘይኮነስ ዘመናዊ ስነ ህንፃ ምስ ባህላዊ ክብርታት ክልል ሶማሌ ኣዋሃሂዱ ዝሓዘ ማህደር ታሪክ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…