ኮሪደር ገፀር ህይወት ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ኣብ ምልዋጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ሃገራዊ ስራሕ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ገፀር ህይወት ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ኣብ ምልዋጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ሃገራዊ ስራሕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሎሚ ኣብ ክልል ደቡብ…