ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Desta Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ኢቢኤስ ቴሌቪዥን ገሊፁ። ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ በብኣቕራቢነት ቴሌቪዥን ፕሮግራም፣ ተዋሳኣይነትን ካልኦት ስራሕቲ ጥበብን ኢዩ ዝፍለጥ። ኩለ መዳይ ኣርቲስት ነፃነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ህዝቢ ንምዕባይ ዝጀመሮም ተግባራት ከጠናኽር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ህዝቢ ንምዕባይ ዝጀመሮም ተግባራት ከጠናኽር ኢዩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣብ ከተማ ሆሳኢና ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ድሕንነትን ትካላት ሃይማኖት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዓንዲ ኢዩ- ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር) Desta Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ትካላት ሃይማኖት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዓንዲ ኢዩ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ መንጎ ሃገረ ስብከት ጎፋን ባስኬቶን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ናይ ምፅዋር ዓቕሚና ክብ ብምባል ንዘላቒ ልምዓት ክንሰርሕ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝኾነ ይኹን ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ናይ ምፅዋር ዓቕሚና ክብ ብምባል ብናይ ባዕልትና ዓቕሚን ፃዕሪን እናተሓጋገዝና ንዘላቒ ልምዓት ክንሰርሕ ኢና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ልመናን ተሓጋዝነትን ግብዝነት ዘስፍሕ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ምምሕዳር ከተማ ዳዬ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ምምሕዳር ከተማ ዳዬ ትማሊ ምሸት ሰዓት 11፡00 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ምክትል ዳይሬክተር መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ሓለቓ ሚኢቲ ስራሮ ሶሌ፥ እቲ ሓደጋ ተሽከርካሪ ካብ ኣለታ ወንዶ ናብ በንሳ ዳዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ከባቢታት ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ Desta Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ከባቢታት ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ። ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰሱ ቅርስታት ዝተመዝገበ በዓል ጥምቀት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ንክኽበር “በዓል ጥምቀት ኣብ ንፁህ ጎደና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተሳለጠ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ምኽባር በዓል ጥምቀት ተሓሒዙ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ከየጋጥም ጥንቃቐ ንኽግበር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ምኽባር በዓል ጥምቀት ተሓሒዙ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ከየጋጥም ጥንቃቐ ንኽግበር ፀዊዑ፡፡ ምስ ምኽባር እቲ በዓል ተተሓሒዙ ቦታታት ንምውቃብ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ከየጋጥም ልዑል ጥንቃቐ ምግባር የድሊ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፃኢ ምዕባለ ተሓሳቢ ብምግባር ኢትዮጵያ ዓውዲ ፋይናንስ ተዘምን ኣላ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መፃኢ ምዕባለ ተሓሳቢ ብምግባር ኢትዮጵያ ዓውዲ ፋይናንስ ተዘምን ኣላ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ፥ “ብራኸ ፋይናንስ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣፈፃፅማ ዓበይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዙዝ ዓወት ዝተመዝገበሉ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብፍሉይ ትኹረት ዝተወገነ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ልዑል ዓወት ተመዝጊቡ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኢያሱ ኤሊያስ (ፕ/ር)። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብምኽንጣት ምጉሕጓ መሬት ደለል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝደመቐን ምስሊ ሃገር ብዝሃንፅን ብዝግባእ መልክዑ ተኸቢሩ ንኽዛዘም ንዝገበረ ኣስተዋፅኦ ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…