Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2026

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 381 መንበሪ ኣባይቲ ንዓቕመ ደካማታት ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር 381 መንበሪ ኣባይቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ዓቕመ ደካማታትን ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማታት ንፋስ ስልክ ላፍቶን ቂርቆስን ኣብ ዝተሃነፀ በዓል 5…

ኣመራርሓ ኣብ ፖሊሲን ትካላትን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ሰብኣዊ ርክብ እውን ክካየድ ኢዩ-ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ኣብ ፖሊሲን ትካላትን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ሰብኣዊ ርክብ እውን ክካየድ ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኣብ መልላእ ሃገርና ስድራ በዓል ልደት ንምኽባር ኣብ…

ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ካውንስል ቄስ ደረጄ ጀምበሩ ነቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያን ዝተፈላላያ ሃገራትን…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደተ ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ኣብ መልእኽጾም፥ በዓል…

ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀጳጳሳት ካቶሊክ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ልደት ናይ ኩሉ መሰረት…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን ልደት እየሱስ ክርስቶስ እነኽብሮ ዝተነገረ ቃል ተስፋ…

ኣብ ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 11 ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብደላሎ ተታሊሎም ናብ ሃገራት ወፃኢ ንምኻድ ዝተኣከቡ ሰባት ዝፀዓነ ተስሓቢ መኪና ኣብ…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኲዊንስ ሱፐርማርኬት ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ። ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ዝኾነ ካርፎር ብምዃን ኣብ ምዕባለ ዓውዲ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዑል ለውጢ ዝፈጥር…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ፡፡ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ካርፎር ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዕቤት ዘፈር ነግዲ…

ኣሰልጣኒ ኣይኾነልክን ዝበላ ማንቼስተር ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 13 ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግን ክልተ ፅዋዓት ሻምፒየንስ ሊግን ሓዊሱ ንኦልድትራፎርድ ብፅዋዕ ዘዕለቕለቑ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ብኽብሪ ምሰፋነወት ኣሰልጣኒ ክወፅአላ ኣይከኣለን፡፡ ኣብ ዩናይትድ 26 ዕዉታት ዓመታትን ዘሕለፉ…