ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ mizan mekonen Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 90 ዓመት ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ። እቲ ክብረ በዓል ንምዕዋት እጃሞም ንዘወፈዩ ኣባላት ሰራዊት ሓይሊ ኣየርን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ፡፡…
ቢዝነስ ሃፍቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንምግባር… mizan mekonen Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃብቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንክኾን ንምግባር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም። ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝተሳተፍዎ ሃገራዊ ሰሚናር ቱሪዝም ቡን ይሳለጥ ኣሎ። ፈፃሚ ስራሕ መስሕብ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2018 ሓፈሻዊ ፍርያት ስርናይ 126 ነጥቢ 69 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈላሞት ርብዒ ዓመታት 2018 ሓፈሻዊ ፍርያት ስርናይ 126 ነጥቢ 69 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ፕሮግራም ስርናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ ስራሕ ባንኪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሔራዊ ባንኪ ፍቃድ ወፃኢ ዝኾነ ስራሕ ባንኪ ብምስራሕ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ። ሊንግ ቹንግ ዝተብሃለት ተከሳሲት ብዝተፈላለዮ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ውሽጢ ንምእታው ብስርዓት ንክመርሑ ስትራተጂካዊ ተግባራት ብትኹረት ይስርሑ ኣለው ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዓውዲ ለውጢ ከባቢ ኣየር ናይ 6 ወርሒ ገምጋም ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር እቶት ረኪቡ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረሂወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ በጀት 2018 ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ ብዝምልከት መብራህርሂ ሂበን፡፡…
ቢዝነስ ብቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሳብ ሕዚ ብመተግበሪ ኣፕ ቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮቴሌኮም ፍረህይወት ታምሩ፡፡ ፍረህይወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ ኣፈፃፅማ ፍርቂ ዓመት 2018 ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኦ…
ቢዝነስ 760 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 760 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ናይ 6 ኣዋርሕ ትልሚ ኣፈፃፅማ ገምጋም በጀት ዓመት 2018 የካይድ ኣሎ። ሚኒስተር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ዝተሳተፉን ብሉፅ ክእለቶም ዘርኣዩን ኣብረርቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ዝኽሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ “ሰማይ ኣናብስ - ኢትዮጵያ” ብዝብል ዝቐረበ ኣብ ምርኢት ኣየር ዓብዪ ግደ ዘበርከቱ ኣብረርቲ ናይ ኣፍልጦን ምስጋናን መርህ ግብሪ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተሳተፉ ዋና ኣዛዚ…
ስፓርት ኣብ ከተማ ኖርዊች ዝገርም ክእለቱ የርኢ ዘሎ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ዓሊ አሕመድ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምስ ካናዳዊ ቫንኩቨር ኋይትካፕ ን እንግሊዛዊ ኖርዊች ሲቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ መስኮት ዝውውር ዝተፀንበረ ትውልደ ኢትዮጵያ ዓሊ ኣሕመድ፣ ብኽእለቱ ንብዙሓት ይምስጥ ኣሎ። ዓሊ ኣሕመድ ኣብ 2000 ኣብ ካናዳ ከተማ ቶሮንቶ ዝተወለደ እንትኾን…