ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉ ዘሰናደአን ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ንተዓወትቲ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉን ብምምልካት ዘሰናደአን ክልተ ዘበናዊ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ተዓወትቲ ንዝኾኑ ዓማዊሉ ኣረኪቡ፡፡
እቲ ኩባንያ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽልማት ተወሳኺ ሽዱሽተ ዘበናዊ መኻይን ዕፃ ሽልማት ናይ…