ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንክታት ነንባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ነኒባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ፣ ቁልፊ መዳርግቲ ኣካላት ንግዲ ባንኪታትን ዓውዲ ፋይናንስን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ፍራንስኮ ኣሪዞ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ኣባል ትካላት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ንለውጢ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ከዕብዩ ይግባእ። ኣብ ኢትዮጵያ…
ቴክኖሎጂ ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበር ንምክኻል … Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ብዋትሳፕ፣ ቴሌግራምን ካልኦት ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበርን ምጭብርባርን ተግባራት ተቓላዕቲ ከይኾኑ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ ኢሉ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን (ኢመደኣ)። ኢመደኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ምድላዋት መረፃ ፓርታት ፖለቲካ mizan mekonen Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ናይ ቅድመ ምድላዋት ስራሕቲ ኣብ ምኽያድ ንርከብ ኢሎም፡፡ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዲሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ ኣልማዝ ገ/ፃድቅ፤ ኣብ ክልል ትግራይ 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ mizan mekonen Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ ኢሉ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ፡፡ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ በጀት ፍርቂ ዓመት 2018 ኣፈፃፅማ ስራሕ ገምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ክርስቶፈር ላንዳው ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ብምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2018 በጀት ዓመት ናይ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…
ስፓርት ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ … Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናልን ባየርንሙኒክን ኣቐዲመን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፈን ኣብ ዘረጋገፃሉ ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ካይራት ኣልማቲ፣ ስላቪያ ፕራግ፣ ቪያሪያልን ኣይንትራፍራንክፈርትን ካብቲ ውድድር ዝተሰናበታ…
ስፓርት ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ኣጀማምርኡ ዝሰመረሉ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ… Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ብምድማቕ ደረጃኡ ክብ ብምባል ናብ ኢትሃድ ዘምረሐ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ብቕልጡፍ ክላመድ ክኢሉ ኣሎ፡፡ ካብ ጋናዊ ኣቡኡን ፈረንሳዊት እንኡን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2000 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ”ስርዓት ዕርቂ እንደርታ” Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕርቂ እንደርታ ካፍቶም ብጣዕሚ ብርክት ልበሉ ስርዓተ ክብርታት ማሕበረሰብ 70 እንደርታ ሓደ እዩ። ዕርቂ እንደርታ መማረፂ ኣልቦ ዘላቂ ሰላም፥ ስርዓት ፍትሒ እዩ። ልምስምማዕ፥ ልምምኽኻር፥ ልሰላም ምንም ዓይነት ቅድመ…