ዓለም ለኻዊ ዜናታት እናጠንከረ ዝመፅአ ርክብ ሃገራት ብሪክስ… Desta Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ብሪክስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርክብ ኣባል ሃገራት እቲ ጉጅለ ነክጥንክር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢላ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ መራሒት ብሪክስ ዝኾነት ብራዚል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብፍላይ ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ፍቓድ ፈነወ ረኺበን Desta Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ተመዝጊበን ፍቓድ ፈነወ ረኺበን እናተንቀሳቐሳ ይርከባ፡፡ ብመሰረት ሕጊ ፍቓድ ኣገልግሎት ብሮድካስት ኩነታት ፍቃድ ዝውሰን፣ፍቃድ ዝውሃ፣ዝሕድሶን ዝእግዶን በቲ በዓል መዚ፤…
ቢዝነስ ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ፍርያት ጨው ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ልዕሊ 13 ሽሕ ኩንታል ጨው ፍርያታት ስጉምቲ ወሲደ ኢሉ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነጋሽ ስሜ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝበልዎ፤ እቲ ትካል ምስ ግልጋሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ Desta Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትን ፓርቲን በጀት ዓመት 2018 ርብዒ ዓመት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ…
ስፓርት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ናይ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሸቶ ኮንኮኒ ሃፊዝ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ 9 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ እውን ቀፂሉ እንትካየድ ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሰዓት 5 ኢሎምፒክ ማርሴ ምስ ሊቨርፑል፣ ስላቪያ ፕራግ ምስ ባርሴሎና፣ ባየር ሙኒክ ምስ ሮያል ዩኒየን ከምኡ እውን ቼልሲ ምስ ፓፎስ ክፃወታ ኢየን። ብተመሳሳሊ…
ቢዝነስ ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ-ኣይተ ጀማል ኣሕመድ Desta Jan 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንቺ ሸኮ ዝርከብ ደንቢ ኢኮ ሎጅ ብዕሊ መሪቖም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ዞባ ንምምሕያሽን ምርግጋፅን ኣተሓሕዛ መገዲ ኣየራት ቆራፅ ዝኾነት ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣበራ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ንመገዲ ኣየራት ንምምሕያሽን ምርግጋፅን ኣተሓሕዛ ድሕንነት ቆራፅ ኢያ ኢሎም። ላዕለዋይ ልኡኽ ኣቪዬሽን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተረኸቡሉ ትራንስፖርት ኣየር…
ስፓርት ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሰናል – ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ዙር ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ እዚ ውድድር ዓመት ብብሕትነት ኩሎም ፀወታታት ክትስዕር ዝኸኣለት ኣርሰናል፤ ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ሃገራዊ ዘተ ዝተሓንገጦም ተስፋታት Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ወፃእ ኣብ ካልኦት ከባቢታ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት፣ መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራልን ኣብ ወፃኢ ሃገራት ምስ ዝመነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣጀንዳ ከምዘተኣኻኸበ…