ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዘሕለፎም ውሳነታት እዞም ዝስዕቡ ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።…
ስፓርት ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ካብ ስራሕ ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ፔፔ ቲያው ካብ ስራሕ ኣጊዱ፡፡ ካፍ ኣብ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሴኔጋልን ሞሮኮ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር እናመርመረ ምፅንሑ ኣፍሊጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ጥምቀት እንትነኽበር ናይ ጥፍኣት መፍትሒ ይቕሬታ፣ ናይ ባእሲ መድሓኒት ዕርቀ ሰላም ከምዝኾነ እናሓሰብና ክኸውን ይግባእ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ… Desta Jan 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት ብክርስቶስ ናይ ምቕላዕ፣ ዕርቀ ሰላምን ምውላድን ምልክት ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም Desta Jan 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣትዮም። ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ተፈፂሙ Desta Jan 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ኣብቲ ስርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድርኡ፣ ናይ ኪነ ጥበብ መሓዝቱን ደገፍቱን ተረኺቦም። ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሕማም 8 ጥሪ 2018…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ድጋፍ ዊልቼር ገይረን Desta Jan 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሎሚ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ከተማ ሚዛን ኣማን ንጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ገይረን። ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ዝምራሕ ቤት ፅሕፈት ቀማዊት እመቤት ስራሕ ካብ ዝጀመረሉ እዋን ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jan 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ምድማር ሓሳብ…
ስፓርት ሞሮኮን ሴኔጋልን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምልዓል ክጋጠማ ኢየን Desta Jan 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣሰናዳኢት ሃገረ ሞሮኮን ሴኔጋልን ዋንጫ ንምልዓል ናብ ሜዳ ክኣትዋ ኢየን። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ዋና ከተማ ሞሮኮ ዝኾነት ራባት ስታዲየም ፕሪንስ ሙላይ ኣብደላ ክካየድ ኢዩ። ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም Desta Jan 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም። ደንቢ ኢኮ ሎጅ ኣብ 36 ነጥቢ 7 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ናይ ዝሕሎ ደኒን ሃፍቲ ተፈጥሮን ውህብቶ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ገሊፁ። ናይ ሃገርና ዓውዲ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 0 ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን፤ ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ፓትሪክ…