ባንክታት ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም-ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንክታት ካብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም ኢሉ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ።
ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቶም ባንኪታት ነዝተመረፁ ናውቲታት ሰነድ ልቓሕ ይኹን…