ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር… Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ሓደ ደረጃ ክብ ዘብል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን። ባይቶ ወከልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዘበን መበል 15 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን…
ስፓርት ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየር ኣሰናቢታ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየርን ካብ ሓላፍነቱ ኣሰናቢተቶ፡፡ እታ ጋንታ ነቲ ኣሰልጣኒ ዘሰናበተተቶ ድሕሪ 114 ዓመት ንፈለማ እዋን ምንም ሸቶ እንተየመዝገበት ሓሙሽተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ስዕረት ምትእንጋዳ ስዒቡ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት መንግስቲ ኣሜሪካ ንህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ … Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ካብ ትካላት መንግስቲ ኣሜሪካ፣ ዋና ዋና ትካላት ፋይናንስን ፍሉጣት ኩባንያታትን ልዑል ሓገዝ ረኺባ። እቶም ትካላት ኣብ ዋሽንግተን መድረኽ ፋይናንስ ሮድሾው ነቲ ፕሮጀክት ሓገዝ ከምዝገብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ጉዳይ በሪ ባሕሪ ልዑል መዘራረቢ እናኾነ መፂኡ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻትን ክልተኣዊ ርክባትን ቀንዲ ስትራቴጂካዊ ኣጀንዳ ኢትዮጵያ ዝኾነ ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ልዑል መዘራረቢ እናኾነ መፂኡ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)። ሳልሳይ 100 መዓልቲታት በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ፍልሰተኛታት ስዊዲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ፍልሰተኛታት ስዊዲን ዮሃን ፎርሰል ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ብምድሃብ ኣብ ቤት ፅሕቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያን ስዊዲንን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ርክብ ዘለወንን እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ብዕሊ ምክያድ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዋና ተደራዳሪን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ እቲ ኣኼባ፤ ጉዕዞ ኣባልነት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተንቀሳቓሲ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ተንቀሳቓሲ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝበሃል ስራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ተንቀሳቓሲ ኣገልግሎት ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደዱ ኣገልግሎታት ብዝበለፀ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደዱ ኣገልግሎታት ብዝበለፀ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝበሉዎ÷ ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መሰረታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 54 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልተ ስምምዕነታት ልቓሕን ሓገዝን ፋይናንስ ዝተዛተየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ህንፀት ሓበራዊ ያታ ብትኹረት ንኽሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከይዲ ህንፀት ሃገር መራኸብቲ ሓፋሽ ንምጥንኻርን ሓበራዊ ያታ ንምህናፅን ብትኹረት ንኽሰርሑ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ በዓል መዚ ካብ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ "መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን…