Fana: At a Speed of Life!

ሻምፕዮን ሊግ ኢትዮጵያ መድን ኣዲስ ኣበባ ምስኣተወት ኣቀባብላ ተገይሩላ

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2017 ዓ.ም ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾነ ኢትዮጵያ መድን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወት ብደገፍታን ኣመራርሓ እታ ክለብን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ።

እዛ ጋንታ ሎሚ ዕለት ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ኣብ ቀንዲ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ዓወት ኣኽቢራ።

ክለብ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መድን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዃና ይፍለጥ።

ኢትዮጵያ መድን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፕዮን ሊግ ኣብ ዝኾነትሉ ዓመት ብ73 ነጥቢ ብምእካብ እቲ ውድድር ዓመት ምዝዛማ ኣይርሳዕን፡፡

ብሙባረክ ፋንታው

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.