Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮን ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ትሕቲ ዕድመ 18ን 20 ኣትሌታክስ ሻምፒዮና ብ5 ሽሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ ኣላ።

ትሕቲ ዕድመ 18 ብ5 ሺሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ፈፃመ ውድድር ስጉሚ ኣትሌት ህይወት ኣምባው ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡

ኣብ ናይጄሪያ ኣቡከታ እናተካየደ ዝርከብ ትሕቲ ዕድመ 18 ን 20 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ሎሚ ፍፃመ ክረክብ እዩ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.