Fana: At a Speed of Life!

ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት  ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት  ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦

  • ግድብ ህዳሰ ምልክት ምብራኽ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ቅኑዕ እዋን ዝተሃነፀ ዘበን ተሳጋሪ ቅርሲ ኢዩ
  • ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሰረት ህብረ ብሄራዊነትናን ሓድነትናን፣ ግዳማዊ ፅዕንቶ ዘይበደሆ ኣብ ኢትዮጵያዊ ሓድነት ደው ዝበለ ግድብ
  • ግድብ ህዳሰ መርኣያ ትንሳኤ ኢትዮጵያ ኢዩ፤ እቲ ግድብ ጠንካራ ኣመራርሓ መንግስቲ ወሃብነትን ውፅኢት ሕብረትን ኦዩ
  • ግድብ ህዳሰ ዘይከኣል ክኢልና ዘርኣናሉ ኢዩ፤ ኣብቲ ግድብ ዘርኣናዮ ሓድነት ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ልምዓት ክንደግም ኢና።
  • ግድብና ብኢትዮጵያዊነት ሕብረት ፀኒዑ ደው ዝበለ ኒሻን ሰዓራይነት ኢዩ
  • ብሕብረት ክኢልና ሰሪሕና ኣርኢና
  • ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ኣክሊል ሰዓራይነት ምንባር ኢዩ
  • ግድብ ህዳሰ ማንነትናን ብሄራዊ ኣርማናን ኢዩ

‎ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.