Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወላይታ ሶዶ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ዝተሃነፀ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ሎሚ ተመሪቑ።

ግልጋሎት መውሀቢ መሶብ ሓደ ማእከል ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ከበደ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡

እቲ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ሓደ ናሕሲ ኣርባዕተ ፌደራልን ሽዱሽተ ክልላዊ ትካላትን ከምዝሓዙ እዩ ዝተገለፀ፡፡

በዙይ ድማ ልዕሊ 15 ግልጋሎት ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ዝድገፍን ስሉጥን ዘመናውን ኣሰራርሓ ኣብ ሓደ ማእኸል ምውሃብ ዘኽእል ምዃኑ ተሓቢሩ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.