ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ።
መበል 90 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ብምምልካት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ዝተዛተዩ እቶም ዋና ኣዛዚ፤ ሓይሊ ኣየር ብዙሓት ጀጋኑ ዘፍረየ ዓብዪ ትካል ኣቢዬሽን ቪዬሽን ከምዝኾነ ተዛሪቦም።
ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ከምዘለዎ ብምላፅ፤ ሙሉእ ድሉውነት ሓይሊ ኣየር ህዝብና ክፈልጦን ዝፈጠሮ ዓቕሚ ረውንክርዳእን ንምግባር እቲ በዓል ምስረታ ኢሎም።
ብምዃኑ ድማ ማሐበረሰብ እቲ በዓል ብሓባረ ንኸኽብር ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!