ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ቻይና ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ቡን ኢትዮጵያ ናይ ምፍላጥ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ
እቲ ኮንፈረንስ መንፈስ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ዘንፀባርቕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ቻይና እናተኻየደ ዝርከብ ኮንፈረንስ ምትሕብባር ንግዲ ቡን ቻይና-ኢትዮጵያ መንፈስ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ዘንፀባርቕ ኢዩ ኢሎም፡፡
እቶም ፕሬዚዳን ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁናን ከተማ ጁጆ እናተኻየደ ዝርከብ ቡን ኢትዮጵያን ቡና የማስተዋወቅ ኮንፈረንስ አስመልክተው መልዕክት አስተላልፈዋል፡፡
ኮንፍረንሱ ስለ ቡና ከመነጋገር ባሻገር የሁለቱን ሀገራት ናይ ነውሕ እዋን ምሕዝነት ዝዝክርን ዘለወን መንፈስ ምትሕብባር ዘንፀባርቕን ከምዝኾነ ሓቢሮም፡፡
ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ዓሌታት ቡን ዝርከበላን ብስፍሓት ዝፈርየላን ሃገር ከምዝኾነት ብምግለፅ፥ ኢትዮጵያ ታሪኻዊት ቦታ ቡን ከምዝኾነትን ንዓለም ዘርአየትሉ ኮንፈረንስ ኢዩ ኢሎም፡፡
ብወንድማገኝ ጸጋዬ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!