Fana: At a Speed of Life!

ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ስታዲየም ሞልኒው ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ክትፃወት ኢያ፡፡

መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ሓደጋ ምውራድ ምስ ትርከብ ወልቭስ ኣብ ትገብሮ ፀወታ፤ ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕ ኣቐዲማ ገዛ ዕዮኣ ክትዋፃእ ትፅቢት ይግበረላ፡፡

ብወገን ኣርሰናል ተኸላኸልቲ ክፍሊ መስመር ካላፊዎሪን ቤን ዋይትን ንሎሚ መዓልቲ ድሉዋት ከምዝኾኑ ዝሓበረ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ÷ ማርቲን ኦዴጋርድን ካይ ሃቨርትዝን ንዝቕፅል ፀወታ ሰሜን ደርቢ ክበፅሑ ኢዮም ኢሉ።

መድፈዐኛታት ብ57 ነጥቢ ካብ ማንቼስተር ሲቲ ብኣርባዕተ ነጥቢ ብምብላፅ ነቲ ሊግ እናመርሐት ትርከብ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.