Fana: At a Speed of Life!

ጋና ንኣሰጣኒ ኦቶ አዶን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ኦቶ ኣዶ ተሰናቢቱ፡፡

ጋና ትማሊ ምሸት ምስ ጀርመን ኣብ ዝገበረቶ ናይ ምሕዝነት ፀወታ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡

እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታታተልቲ ፀወታታት ምስዓራ ንምስንባት እቲ ኣሰልጣኒ ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ሃገራዊት ጋንታ ጋና ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ዘይምስታፋ ይዝከር፡፡

ኣሰልጣኒ ኦቶ ኣዶ ካብ 2022 ጀሚሩ ነታ ሃገራዊት ጋንታ እናመርሐ ካብ ዝገበሮም 34 ፀወታታት 12 እንትዕወት፥ ሸሞንተ ማዕረ 14 ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.