Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ዘሎ ታሪኻዊ ርክብ ንምጥንኻር ተዛቲና ኢሎም።
ብተወሳኺ ኣብ ብዙሕነታዊ ዲፕሎማሲን ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ዝያዳ ምጥንኻርን ከምዝተዛተዩ ገሊፆም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.