Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣክራ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ጋና ኣክራ ኣቲዩ፡፡

ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ካብ 100 ክሳብ 10 ሺኽ ሜትሮ ኣብ ዘለዉ ናይ ርሕቐት ውድድራትን ናይ ሜዳ ተግባራት ከምኡ እውን 20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ክትካፈል ኢያ።

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 2026 ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ኣብ ጋና ኣክራ ክካየድ ኢዩ።

ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ ተሳትፎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪ 52 ወርቂ፣ 59 ብሩርን 64 ነሓስን ብድምር 175 ሜዳሊያታት ብምሓዝ ኣብ ደረጃ ሰንጠረዥ ሜዳልያ ሻይድሸይቲ ኮይና ትርከብ፡፡

ብወርቅነህ ጋሻሁን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.