Fana: At a Speed of Life!

ሚኬል ኣርቴታ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ እዚ ዓመት ሽልማት ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝለፀ ኣሰልጣኒ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡

ሚኬል ኣርቴታ ኣብቲ ውድድር ዓመት ምስ ጋንታ ኣርሰናል ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓተረ እንትኸው ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ድማ ብጋንትኡ ኣብ ፍፃመ ኣብፂሑ።

ኣርሴን ቬንገር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2003/4 ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ እቲ ዓመት ሽልማት ካብ ዝዕወቱ ንደሓር፤ ኣሰልጣኒ ኣርሰናል እዚ ሽልማት እንትዕወት እዚ ፈላማይ ኢዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.