Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡

ፈላማይ ፀወታ እዚ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ክራኸባ ኢየን፡፡

ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም ቀት ሰዓት 10 ወላይታ ድቻ ምስ ነገሌ ኣርሲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ድማ ቀትሪ ሰዓት 9 ምድረ ገነት ሽረ ምስ ሃድያ ሆሳእና ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12 ፋሲል ከነማ ምስ ሸገር ከተማ ክፃወታ ኢየን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.