ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ On Jun 9, 2026 20 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ካልኣይ ዙር ምሕዝነታዊ ፀወታኣ ምስ ማላዊ መዘንኣ ክትገብር እያ። ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ስታድየም ድሬዳዋ ምሸት ሰዓት 12:00 ክካየድ እዩ። ኣብ ተመሳሳሊ ስታድየም ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ብፍፁም ጥላሁን ብሕታዊት ሸቶ ምስዓሩ ይዝኸር፡፡ 20 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint