Fana: At a Speed of Life!

ስግኣት ዓለም ዝኾነ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ኣብ ዓለም ዝዓበየ ስግኣት ኮይኑ ኢሉ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ።
ሎሚ መዓልቲ ግንዛበ መውሀቢ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ጀርምታት ይኽበር ኣሎ፡፡
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ሄራን ገርባ ኣብቲ እዋን ከምዝበልኦ፤ ብብርኪ ዓለም በብዓመቱ 750 ሺሕ ሰባት ብፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብምልማድ ጀርምታት ምክንያት ሞት ኮይኖም፡፡
እቲ ፀገም ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዝያዳ ከቢድ ምዃኑ ብምሕባር፤ ናብ 5 ሚእታዊ ኢኮኖሚያዊ ክሳራ ከም ዘስዕብ መፅናዕትታት ይሕብሩ።
ብታምራት ደለሊ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.