Fana: At a Speed of Life!

ሰነዳት ኣገልግሎት ናብ ዲጂታላይዜሽ ንምቕያር ዘኽእል ዳታቤዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣገልግሎት ማህደርን ቤተ መፃሕፍትን ኢትዮጵያ ሰነዳቱ ናብ ዲጂታላይዜሽ ንምስግጋር ዘኽእል ዳታቤዝ ዕላዊ ተገይሩ።
ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበልኦ፤ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ምዕቃብ ባህሊ፣ ልምዲ፣ ስነ-ፅሑፍን ፍልስፍናን ኢትዮጵያ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ብወገኖም፤ ከም ሃገር ትካላት ናብ ዲጂታላይዝ ንምስግጋር ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣረዲኦም።
ኣገልግሎት ማህደርን ቤተ መፃሕፍትን ፍልጠት ናብ ቀፃሊ ወለዶ ኣብ ምትሕልላፍ ዓብዩ ግደ ከምዘለዎ ሓቢሮም።
ብታምራት ደለሊ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.